© Copyright 2020-2024 kulu1.com
ፀላም እስራኤል- ዓባይ ትግራይ
ስነ ሓሳብ ዓባይ ትግራይ ብኽልቲኡ ሸነኽ መረብ ብዘለው ገለ ሰባት ዝቐርቦ ካልእ ልሙድ ተቓውሞ ንመሰል ካልኦት
ብሄራት ኤርትራ ዝፃባእ እዩ ዝብል እዩ፡፡ ፀሓፊ ኣብዚ ዘልዕሎ ግብረ መልሳዊ ሕቶ ድማ ብኸመይ እዩ ዝፃባእ? ዝብል
እዩ፡፡ ብእምነት ፀሓፊ እቲ ብመሰል ካልኦት ብሄራት ዝሳበብ ዘሎ ምኽንያት ኣብ ውሽጡ ተጋሩ ክልቲኡ ሸነኽ መረብ
መሊሶም እንተሓቢሮም ብቑፅሪ ክዕብልሉና እዮም ዝብል ስግኣት ዝተመልአ እዩ፡፡
$28.26

Description

Reviews (0)
Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.
More Offers
No more offers for this product!
Reviews
There are no reviews yet.