ስዉር ሸረረቢ

ርእሲ እዚ መፅሓፍ “ስዉር ሸረረቢ” ዝተብሃለ ብምኽንያት እዩ። “ሸረረቢ” ዝብል ቃል ብዙሕ ግዘ ምስ ድጋም ወይ ዕዝምና ዝተሓሓዝ ሓሳብ ዘለዎ ቃል ዀይኑ፤ ዓለባ ሳሬት፣ ነገረ ኽፍኣት፣ ስራይ፣ ድግምቲ፣ ዓዚም (Incantations)፣ ኣፍዝዝ ኣደንግዝ ዝብል ትርጉም ክህበና ይኽእል እዩ። ካብቶም ብግእዝ ዝተፅሓፉ መጽሓፈ ተንባላት፣ “መጻሕፍተ ጥንቆላ ወድጋም” (መፃሕፍቲ ጥንቆላን ድጋምን) ሓደ “መጽሓፈ ሸረረቢ” ዝብል ኣሎ። እቲ መፅሓፍ ኣብ ሓድ ሓደ ከባቢ መጽሓፈ ጨርጨቢ እውን እናተበሃለ ይፅዋዕ እዩ። ስለዚ ስዉር ሸረረቢ ትርጉሙ ሕቡእ ሴራ (The Hidden Conspiracy) ወይ ስውር ነገረ ኽፍኣት ማለት እዩ።
ካብዚ ተላዒልና ካብቲ ኣብ ጥንቲ ዝነበርናሉ ልዑል ብራኸ፣ ስልጣነ ኣኽሱም ኣፋቲሑ፣ ኣብ ህልም ዝበለ መዓሙቕ ድኽነት፣ ድሕረትን ድንቁርናን ክነብር፣ ብኣግባቡ ከይንሰርሕ፣ ከይንምዕብል ኣሲሩ፣ ቘሪኑ ሒዙና ዘሎ ዕዝምና፣ ስዉር ስራይ ደኣ እንታይ እዩ? እቲ ኣብ ልዕሌና ተዳዕኒኑ ዘሎ ኣርዑት ሕሊናዊ ባርነት እንታይ እዩ? ዝብሉ ሕቶታት ክነልዕል ባህሪያዊ እዩ።

$25.12

Description

Reviews (0)

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

More Offers
No more offers for this product!