ጥበበኛ ኣንበሳ

ጥበበኛ ኣንበሳ መፅሓፍ ንባብ ንህፃናት
ቆልዑተይ እባ?
ቆልዑተይ ነበረያ ነበረን ሕንቅል ሕንቅሊተይን ትፈልጡ ዶ?
ትፈልጡ?
ኣነ እማ ብዙሕ ነበረያ ነበረን ሕንቅል ሕንቅሊተይን ይፈልጥ እየ፡፡ ካብቶም ኣነ ዝፈልጦም ዶ ክፀውየኩም?
በሉ ቆልዑተይ ኣብዛ መፅሓፍ ብዙሓት ነበረያ ነበረን ሕንቅል
ሕንቅሊተይን ፅሒፈልኩም ኣለኹ፡፡ ኣንብብዎም እሞ
ንስኻትኩም እትፈልጥዎም ካልኦት እንተሃልዮም ድማ
ንመሓዙትኩም ፅወይዎም፡፡ እሺ?
ብ ገብረሚካኤል ኪዱ ኣለሙ (ጋዜጠኛ)

$17.76

Description

ጥበበኛ ኣንበሳ መፅሓፍ ንባብ ንህፃናት
ቆልዑተይ እባ?
ቆልዑተይ ነበረያ ነበረን ሕንቅል ሕንቅሊተይን ትፈልጡ ዶ?
ትፈልጡ?
ኣነ እማ ብዙሕ ነበረያ ነበረን ሕንቅል ሕንቅሊተይን ይፈልጥ እየ፡፡ ካብቶም ኣነ ዝፈልጦም ዶ ክፀውየኩም?
በሉ ቆልዑተይ ኣብዛ መፅሓፍ ብዙሓት ነበረያ ነበረን ሕንቅል
ሕንቅሊተይን ፅሒፈልኩም ኣለኹ፡፡ ኣንብብዎም እሞ
ንስኻትኩም እትፈልጥዎም ካልኦት እንተሃልዮም ድማ
ንመሓዙትኩም ፅወይዎም፡፡ እሺ?
ብ ገብረሚካኤል ኪዱ ኣለሙ (ጋዜጠኛ)

Reviews (0)

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

More Offers
No more offers for this product!