ካሊእ ምንባር

“ሕድሕድ ሰብ ካብቲ ሕዚ ዝነብሮ ዝኒሀ ናብራ፤
ዝተፈለየ ካሊእ ምንባር ኣለዎ! እቲ ዘሕዝን ግን ነቲ
ካሊእ ምንባር ኣቐዲሙ ዘይምንባሩ ዘይኮነስ፤
ከስተባህለሉ ዘይምኽኣሉ እዩ!” እትብል ጥረ-ሓሳብ
ዓርከይ፡ ርእየት ነባሪ፤ ኣብ ኮፍ ዝበልናሉ ቦታ ኮነ ኣብ
ካልኦት ገጣሚታት፤ እዝነይ እስካብ ዝደምይ፤
ደጋጊሙ እናልዐለ ከብስለለይ እኳ እንተፈተነ፤ እንተ
ኣነ ግን ፈፂመ ክርድኦን ክሕዞን ኣይከኣልኩን።

$26.12