የአለም ድንቅ ልጆች

“የአለም ድንቅ ልጆች” ዝብል መፅሓፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓለማትን ሃገራትን ዘለው በላሕትን
ንፉዓትን ህፃናት ዝሰርሕዎም ኣደነቅቲ ስራሕቲ ብዝርዝር ዝቀረበሉ፣ንፉዓት ወለዲ
ንህፃናት ደቆም ብከመይ መልክዕ ከም ዝሕግዙን መሰረት ባህርን ስብእናን ህፃናት ከመይ
ክህነፅ ከም ዝክእል ዘርኢ ብሓፈሻ ኣፍሪካውያን ህፃናት ዓብዪ ተሞክሮ ዝወስድሉ
መፅሓፍ እዩ፡፡ ኣብዚ መፅሓፍ ከምኒ በዓል ብሩህ ኣእምሮ ኣነስታይን፣ብዙሓት ቋንቋታት
እትክእል ቤላን ካልኦት ክሳብ 15 ዝኣክሉ ተሞክሮ ዘለዎም ህፃናት ዘካተተ እዩ፡፡

$19.24