Utile English for children
Utile spoken English ቀንዲ ረባሕታኣ ኣብ ቋንቋ ማእኸል ክመሃሩ ንዘይከኣሉ ህፃናት ንምሕጋዝ እዩ፡፡ካብ 2ይ-4ይ ክፍሊ ዝኮኑ ህፃናት ዝተፈላለዩ ናይ እንግሊዘኛ ዝርርባት ኣብ መዓልታዊ ምንቅስቃሶም ንክለማመዱ፣ ኣብ ክፍሎም፣ኣብ ዝተፈላላዩ ምድላዋት፣ ኣብ በዓላት ዝተፈላለዩ ዝርርባትን ተዋስኦታትን ተለማሚዶም ንከቅርቡ እትሕግዝን ከም መበገሲት ኮይና ዓርሰ እምነት እትፈጥረሎምን መፅሓፍ እያ፡፡ ልዕሊ 15 ዝተፈላለዩ ዝርርባት ስለ ዝሓዘት ካብ 2ይ ክሳብ 4ይ ዘለው ኩሎም ተምሃሮ ኣብ ኣጠቃቅማኣ ብፍላይ እውን ኣብ ኣነባብባ ዓበይቲ ወለዶም እናሓገዙ ስሞምን ስም ዝተፈላለዩ ቦታታትን እናቐያየሩ ክጥቐሙላ ይግባእ፡፡
$17.52
