ዋይ ወርቀይን

እዛ “ዋይ ወረቀይን ካልኦት ሰሓብቲ ዛንታታትን” እትብል ናይ ህፃናት መፅሓፍ ህፃናት ባህሊ፣ታሪኽን ልምድን ዓዶም ንኽፈልጡ፣ ቋንቋ ኣዲኦም ንኽመልኩን ፀሓፍትን መንበብትን ንክኾኑ እትጠቅም መፅሓፍ እያ፡፡ህፃናት ተረከብቲ ዓዲ ንክኾኑ ከንብቡ ኣለዎም።ህፃናት ምንባብ ዝለማመዱ እናተዘናግዑ እዮም። ዘንብቡዎም መፃሕፍቲ ብስእሊ ዝተደገፉን ሓፀርትን ክኾኑ ኣለዎም። እዛ መፅሓፍ እዛኣ ድማ ብከምዚ ዓይነት ዝተዳለወት እያ፡፡

$15.64