Elegant spoken English
”Elegant spoken English“ ብ3 ቋንቋታት ማለት እውን እንግሊዘኛ፣ኣማርኛን ትግርኛን ዝተዳለወ ኮይኑ ካብ 2ይ-4ይ ክፍሊ ንዘለው ህፃናት ተምሃሮ ናይ እንግሊዘኛ ዝርርባት ብሰለስቲኦም ቋንቋታት ምስ ኣነባብበኦምን ትርጉሞምን ዝመሃርሉ መፅሓፍ እዩ፡፡ እዚ መፅሓፍ ብፍላይ ትግርኛ ወይ ኣማርኛ ንዘይፈልጡ ህፃናት እውን እዚ ቋንቋ ንክለማመዱ ዓብዩ ረብሓ ዘለዎ መፅሓፍ እዩ፡፡
$16.74
