እዝ መፅሓፍ ስለ እግዚአብሔር ሓድነትን ሰለስትነትን ከምዘለዎ መፅሓፍ ቅዱስ መሰረት ገይሩ ዝገልፅ እዩ። ካብ እምሮና ንላዕሊ ዝኾነ እግዚአብሔር ብመለኮት ሓደ ብኣካል ሰለስተ ምዃኑ ብምእማንን ሕጉ ብምክባርን በረከት፣ ዘልኣለማዊ ህይወት ከምዝርከብ ይምስክር። ንምፅሓፍ ዘለዓዓለኒ ምክንያት ምስጢረ ሥላሴ ዝምልከት ብቋንቋ ትግርኛ ዝተፅሓፉ ብጣዕሚ ዉሕዳት ብምዃኖም እዩ።
$19.74
Username or email address *
Password *
Log in
Lost your password? Remember me
No account yet?