Books in every language · Printed on demand · Shipped worldwide

ሰብን ኣእምሮን

$26.42

ሕጊ ስሕበት
-እዚ ፍልስፍና ሰብ ናይ ሓሳቡ ውፅኢት እዩ ዝብል ድምዳመ ገይርሉ እዩ።እቲ ሎሚ ኾይንካዮ ዘለኻ ኣብ ሓሳብካ ዝነበረ ሰናይ ሓሳብካ ወይ’ውን እኩይ ትምኒታትካ ምዃኑ’ዩ ይብል።ብመሰረቱ ወዲ ሰብ ናይ ካልእ ፀላኢ ኣይብሉን ወይ ካልእ ፈታዊ ኣይብሉን እቲ ዝሓሰቦ እዮም ኩሎም ዝረኸቦም።እቲ ዝምነዮ እዮም እቶም ኩሎም ዝረኽቦም ኣጋጣምታት።እቶም ኬክሮስን ኬንትሮስን ዝበሃሉ ናይ ሓሳብ ፕላኔታት’ውን ንሱ እዩ ዝህብዎ መብራህርሂ።

SKU: kegg7 Categories: , ,

Description

ሕጊ ስሕበት
-እዚ ፍልስፍና ሰብ ናይ ሓሳቡ ውፅኢት እዩ ዝብል ድምዳመ ገይርሉ እዩ።እቲ ሎሚ ኾይንካዮ ዘለኻ ኣብ ሓሳብካ ዝነበረ ሰናይ ሓሳብካ ወይ’ውን እኩይ ትምኒታትካ ምዃኑ’ዩ ይብል።ብመሰረቱ ወዲ ሰብ ናይ ካልእ ፀላኢ ኣይብሉን ወይ ካልእ ፈታዊ ኣይብሉን እቲ ዝሓሰቦ እዮም ኩሎም ዝረኸቦም።እቲ ዝምነዮ እዮም እቶም ኩሎም ዝረኽቦም ኣጋጣምታት።እቶም ኬክሮስን ኬንትሮስን ዝበሃሉ ናይ ሓሳብ ፕላኔታት’ውን ንሱ እዩ ዝህብዎ መብራህርሂ።

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

No more offers for this product!