Description
ክልተ ኣእጋረይ ኣብ መቓብር ኣእቲወ፥ ንሓቅታተይ ጥራሕ ክርእይ ክኢለ ኣብ ዝነበርኩሉ ንቍሕ ህሞት ኰይነ ንጋእዛ ጽሒፈያ። ሻቡ እንትጽሕፍ ገለ ፍርሒ ኣይነበረንን፣ መዓልተ ሞተይ ዘይፈልጥ ተጋዳላይ: “ጽሒፉ ያ” መበሊ ‘ውን ኣይጸሓፍኩን። ንመሥዋዕተይ ተቐቢለ: መልእኽትታተይ ንዳሕረዎት ክገድፍ ግን ንጋእዛይ ተወፍየላ ነይረ። ጋእዛ በኳሪት ዓይነይ!
$25.58

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.
Reviews
There are no reviews yet.