መወዳእታ ምዕራፍ

2010 ዓ.ም ንተጋሩ ቀዳዊትና ኣይኮነትን። ፀላእትና ንዓና ንምጥፋእ
ይተኣኻኸቡ ኣለዉ። ሕልፍን ትርፍን መስዋእቲ ከፊልና ዘቕናዕናያ ሃገር
ፀላኢትና ኮይና፣ ባዕልና ዝተኸልናዮ መንግስቲ ገልቢጡና፣ ኡፍ ኡፍ
እናበልና እነሐንቅቐን ዝነበርና ብሄራትን ብሄረሰባት ክሒደናና፣ ሃገርና
ኢልና ኣፍና መሊእና እንኾርዐላ ዝነበርት ሃገር ኣይትነብሩን ኢላትና ከም
ወዲ በረኻ በሎ በሎ ንበሃል ኣለና፣ ሃገር ዘይብልና ዘርሞ ዘርሞ ተሪፍና
ብዝኸድናዮ እናተሓፈስና ናብ ቤት ማእሰርቲ ንስንደው ኣለና፣ ነዛ ዓዲ
ከም ቁንቁነ ውሽጢ ውሽጣ ፈርፊሮም ከፍርስዋ ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ
ገበነኛታት ካብ ቤት ማእሰርቲ ብነፃ ለቒቖም ሃገር ንዝሃነፅና ኣብ ቤት
ማእሰርቶም ይዳጉኑና ኣለዉ።

$31.48

Description

Reviews (0)

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

More Offers
No more offers for this product!