© Copyright 2020-2024 kulu1.com
ምስጢራት ዴምህት
እዛ ምስጢራት ዴምህት እትብል መጽሓፍ ብዛዕባ እቲ ብሽም ህዝቢ ትግራይ ዴሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ/ዴ.ም.ህ.ት/ ብዝብል ብምትሕብባር መንግስቲ ኤርትራ ተወዲቡ ኣብ ኤርትራ ን17 ዓመታት ዕጥቃዊ ቓልሲ የካይድ ዝነበረ’ሞ ድሕሪ ኣብይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ምምጽኡ ግን ተፈጢሩ ብዝነበረ ሰናይ ዝመስል ርክብ ክልቲኦም መንግስታት ናብ ሃገሩ ዝተመለሰ ውድብ ዴምህት ሕሉፍ ጉዕዞ ቃልሱ እንታይ ይመስል ከም ዝነበረ ዝገልጽ መጽሓፍ እዩ።
ጸሓፊ ናይዚ መጽሓፍ ካብ 2004 ፈረንጂ ጀሚሩ ብዳያሪ መልክዕ ክሕዞ ዝጸንሐ ምስ ውልቀ ታሪኹ ኣተኣሳሲሩ ንሓቀኛ ምስሊ ውድብ ዴምህት ብዝግባእ ገሊጽዎ ኣሎ።
ብዘይካዚ ደራሲ ናይዚ መጽሓፍ ካብ 2006 ፈረንጂ ጀሚሩ ክሳብ 2017 ፈረንጂ ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ናይ ድሬድዮን ቴሌቪዥንን ጋዜጠኛ ብምዃን ክሰርሕ ጸኒሑ እዩ።
$22.04

Description

Reviews (0)
Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.
More Offers
No more offers for this product!
Reviews
There are no reviews yet.