ቅዱስ ደበስ

ኣብቲ ሕሉፍ ግዜ ዘሕለፈቶም መቁራትን ህሩፋተን ግዜታት ትዝክሮም እሞ፥ ንገፃ ባህታን ፍሽኽታን ለጊሳ ተብርሆ፤ እተን መረርትን ንሂወታ ፈተና ዝኮና ኣሻዃት ናይ ሂወት ዘመናት፤ ኣብ ሞንጎ ፅቡቕ ትዝተኣ ድንገት ዝክር ይብላ እሞ፤ እቲ ሕሉፍ ፅቡቕ ትዝተኣ ዘኪሩ በሪሁ ዝነበረ ገፃ፣ ብቕፅበት፣ ንባብ ባህታኣን ሓጎስን በኒኑ ፅውግ ክፍእ ክብላ ጀመረ።

$20.40

Description

Reviews (0)

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

More Offers
No more offers for this product!