© Copyright 2020-2024 kulu1.com
ባሕርን ዓሳን
እዚ መፅሓፍ
ብዙሕ ታሪኽ ካብ ዘለዎ ህዝቢ ተፈጢርካ ሰናድን ፀሓፍን ታሪኽ ክትኸውን ይግባእ። ካብኡ ሓሊፍካ ኣሰር ወለድኻ ተኸቲልካ መድርኻዊ ታሪኽ ሰራሒ ምዃን ይጠልብ። እንተዘይኮይኑ ኣብ ታሪኽ ተሸኺልካ ተዛራቢ ነበረያ ነበረን ዘንታዊ ሕሉፍ ቅያን ጥራሕ ምዃን ስንፍና እዩ። ብፍላይ፣ ወሳዲ እማቱ ኣብ ዝበዝሐሉ ግዘ ታሪኽካ ኣስጢምካ ምሓዝ የድሊ፡፡ ምሓዝ ጥራሕ ኣይኮነን። መረጋገፂ ዋንነት ክህልወካ ይግባእ፡፡
ብመሰረት እዚ ኣብዚ መፅሓፍ፣ መሕዘኒ፣ መሕረንን መሳጥን
ታሪኽ ኣሎ፡፡ ኣብዚ መፅሓፍ፣ ትግራይን ትግራዋይን ዘሕለፍዎ
ገድልን መስገደልን ኣሎ፡፡ እዚ መፅሓፍ፣ ካብ ነዊሕ መበገሲ ሓፂር ኣብነት እናቕመጠ ብስፍሓት ድማ ደርግ ስልጣን ካብ ዝሓዘሉ እዋን ኣትሒዙ ክሳብ ካብ ዙፋኑ ዝወርድሉ ዝፈፀሞም ግፍዕታት ነቶም ቀንዲ ቀንዲ ዝበሃሉ ብስፍሓት ተተንቲኑ ኣሎ።
ነቲ ግፍዒ ምግላፅ ጥራሕ ኣይኮነን። ግፍዒ ዘገንፈሎ ወነን ሕራነን ኣዴታት፣ ፅንዓት ኣቦታት፣ ጀግንነት መናእሰይ ብሓፈሻ ቆራፅነት ህዝቢ ትግራይ፣ ደርግ ምስዘብፅሖም ማእለያ ዘይብሎም ግፍዕታት እናተሳፈጡ ካብ’ቲ ባሕሪ ብጭልፋ ተጨሊፎም ኣለዉ፡፡ ነዚ መፅሓፍ መሊእና ምስእነንብቦ ሰፊሕ ቁውም ነገር ንረክብ።
ሰናይ ንባብ።
$26.00

Description

Reviews (0)
Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.
More Offers
No more offers for this product!
Reviews
There are no reviews yet.