ባሕታዊ ከተማ”

ምስ ምትኩ…!!
ተሸጊረ….ኣጆካ ዘየለቀሐኒ …
ሐዚነ…ዘየፅናነዐኒ…
ጠምየ…እንካ ተዓንገል ዘይበለኒ…
ሓሚመ…እቲ ዘይረኣየኒ…
ሓደራ…ምስ ሞትኩ ከይቀብረኒ …?

$19.66