ንወሃቢ ፀባ ዶ

ህዛቢ ትግራይ ካብ ሕለፍ ዘበናት ኣትሒዙ
ንኢትዮጵያዊነቱ ኣኽቢሩ ዛመፀ ክቡር ህዛቢ እዩ።
እዚ እንትብል ግና ኣብቶም መዋእላት ክንደይ
ሽርሕታት ኣጋጢሞምዎ እዮም። እዘ ክቡር ህዛቢ
ዋላ እኳ በቶም ኣሕዋተይ ዛብልም ኢትዮጵያዊያን
ውዱታትን ጭቆናን እንተበፀሖ ንሱ ግና ከም ህዛቢ
ኣብታ ኢትዮጵያዊ መትከሉ ኣሽኪሉ ኣንፃር
ባዔዲዊያን ተቓሉሱ ክቡር መስዋእቲ ኸፉሉ ዕድመ
ኢትዮጵያ ክናዋሕ ዝገበረ ክቡር ህዛቢ እዩ።

$25.00