© Copyright 2020-2024 kulu1.com
ኣ ል ባ
ሓደ ኣገዳሲ ኣለኒ ሕቶ
ከይፈላለየ ንኹሉ ዝምልከቶ።
ክምለስ ይግበኦ ብድርብ ይኹን ብነጽላ
ተሸፈነ ሓቂ ብሓሶት ሓተላ።
ንምታይ’ዩ ሰብ ከፊኡ ሕድሕዱ
ዝጎድእ ዝሃሲ ንሓዉ ንዘመዱ።
ዓለም ብገፋሓ ትጸቦ ንበይኑ
ክሕደት-ጥልመት ይገብሮ ዋኒኑ።
ኩልና ሓደ ኮይንና ክንፍጠር
ድሌት ፈጣሪና እኮ’ዩ ተሳኒና ክንነብር።
ስስዐ ነጊሱ ሃርገፍገፍ ብሒቱ
ገንዘብ ኮይኑ ወድ-ሰብ ሚዛነ-ሰረቱ።
$25.47

Description
ሓደ ኣገዳሲ ኣለኒ ሕቶ
ከይፈላለየ ንኹሉ ዝምልከቶ።
ክምለስ ይግበኦ ብድርብ ይኹን ብነጽላ
ተሸፈነ ሓቂ ብሓሶት ሓተላ።
ንምታይ’ዩ ሰብ ከፊኡ ሕድሕዱ
ዝጎድእ ዝሃሲ ንሓዉ ንዘመዱ።
ዓለም ብገፋሓ ትጸቦ ንበይኑ
ክሕደት-ጥልመት ይገብሮ ዋኒኑ።
ኩልና ሓደ ኮይንና ክንፍጠር
ድሌት ፈጣሪና እኮ’ዩ ተሳኒና ክንነብር።
ስስዐ ነጊሱ ሃርገፍገፍ ብሒቱ
ገንዘብ ኮይኑ ወድ-ሰብ ሚዛነ-ሰረቱ።
Reviews (0)
Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.
More Offers
No more offers for this product!
Reviews
There are no reviews yet.