© Copyright 2020-2024 kulu1.com
ኪነት ገድሊ
ኣብዚ መፅሓፍ
ገድሊ ትግራይ እንትትምስረት ቀንዲ ዕላምኣ ነቲ ዝነበረ ብሄራዊ ዕብለላን ወፅዓን
ካብ ስሩ ምሒውካ ንምድርባይ ነይሩ። ውሑዳት ፈለምቲ ቃልሲ ትሕቲ ቁፅሮም ጠመንጃ ሒዞም ክዋግኡ ቃልሲ ፈሊሞም። እታ ገድሊ ዕላማታታ ከተስርፅ፣ መደባታ ክትዝርግሕ፤ ንህዝቢ ከተንቅሕ፣ ክትውድብን ከተዕጥቕን ድማ ሓደ ዕላማ ዘለዎም ግና ዝተፈላለዩ መሓውራትን ሜላታትን ትጥቀም ነይራ።
ካብ’ቲ ዝነበረ ወፅዓ ተናጊፍካ ሰላም ዝትስፍወሉ፣ ወነን ሓቦን ዝሰንቀሉ፣ ፍረ ፃዕርን ቃልስን ንምርካብ ትንቢት ንምግላፅ ምስዝሕሰብ እውን ከምኡ ምህዞታት ይመሃዙ ነይሮም። ካብዚኦም ሓደ ኪነት ገድሊ ነይሩ። ብመሰረት እዚ፣ ኪነት ገና ካብ መፈለምትኡ ኣትሒዙ ዝተውሃቦ ትኹረትን ጠመተን ዝጠንከረ ነይሩ። ብጥንኩር ምንቅስቓሳቱ እናዓበየ ምስ መፅአ ከዓ ከም ሓደ ክፍሊ ክጣየሽ ጀሚሩ።
ንምዃኑ ኣብቲ ን17 ዓመታት ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኪነት ገድሊ እንታይ ግደ ነይሩዎ፣ ሽዑ ዝተሰርሑ ኪነታዊ ስራሕቲ እንታይ ይመስሉ ነይሮም ዝብል ኣብዚ መፅሓፍ ብዝርዝር ተተንቲኖም ቀሪቦም ኣለዉ።
ሰናይ ንባብ
$25.00

Description

Reviews (0)
Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.
More Offers
No more offers for this product!
Reviews
There are no reviews yet.