ዕጫ ትግራይ

ኣብ ውሽጢ “ዕጫ ትግራይ” ዝብል መፅሓፍ ዋና ቁምነገር ዝሓዞ ትግራይ ትግርኝ ንምንታይ ክፈላለዮ ክኢሎም ፈላየኦም ኸ መን እዩ? ድሕሪ 30ን 17 ዓመት ቃልሲ ትግራይ ኤርትራን ካብ ዝከፋፈላ ዝረኸብኦ ጥቕምን ጉድኣትን እንታይ ምዃኑ ብዝርዝር ዝገልፅን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተፈፀመ ዘርኢ ምፅናት ካብ ሓቂ ዝተሞርኮሰ ዋና ኣብቲ ተግባር ትግራዋይ ብምዃኑ ዘፅነተ ኣካል ሰራዊት ኤርትራ ዶ ወይ ሰራዊት ኢ/ያ ወይ ዕጡቓት ኣምሓራ ዝብል ፈልዩ ዘርኢን ብገፀ ባህርያት ዝተላበሰ እንዳኣሕዘነን እንዳኣሐጎሰን ናይ መፃኢ ዕድል እዞም ተፈላልዮም ዘለው ሓደ ቋንቋ ተዛረብቲ ብኸመይ ናብ ሓደ ተጠርኒፎም ኣመፃፅኣ ታሪኾምን ሓድነቶምን ፈሊጦም ተኸባቢሮም ዝኸድሉ ዕድል ዘርኢ መፅሓፍ እዩ።

$28.92

Description

Reviews (0)

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

More Offers
No more offers for this product!