ዘርትሁን
እዚ መፅሓፍ አብ ሓቀኛ ታሪክ ዕጥቃዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ግደ ደቂ አንስትዮ ተጋደልቲ ህወሓትን ጉዕዞ 50 ዓመት ወድብ ህወሓትን ዘንፀባርቕ ኮይኑ አብ ህይወት ታሪክ ተጋዳሊት ዘርትሁን ደስታ ተመስሪቱ ደቂ አንስትዮ አብቲ ብወርቂ ቀለም ዝተፃሓፈ ድሙቕ ታሪክ ተጋድሎ ህዝቢ ትግራይ ዝነበረን ልዑል ተራ ብዓልቲ ታሪክ ዘርትሁን ደስታ ካብ እትውለድ ክሳብ ምግዳል ዘሎ ናብራ አብ ገጠር ትግራይ እንታይ ከም ዝመስል ካብ ታዕሊም ክሳብ ውድቀት ደርጊ ዘሎ ወታደራዊ ስርሒታ ምስ ጀጋኑ ብፆታ ዝዋዓለትሎም መረርቲ ውግአት ድሕሪ ውድቀት ደርጊ አብ ዝሓለፉ 30 ዓመታት ዝነበረ ከይዲ ህይወት እናዳህሰሰ አብ ኪናትን ልምዓትን ጓል ክልተ ዓለም ዝኾነት ተጋዳሊት ብዘርትሁን አቢሉ ብሓፈሻ ጉዕዞ 50 ዓመት ወድብ ህወሓትን ግድ ተጋዳልቲ ደቂ አንስትዮ ትግራይ ታሪክ ዝድህስስ ኮይኑ ብክልተ ምዕራፍ ተመቒሉ 14 ክፍሊታት ዝሓዘ 470 ገፅ ዘለዎ እዩ ዘርትሁን አብ ሓቀኛ ታሪክ ዝተመስረተ ታሪካዊ መፅሓፍ እዩ።
$26.83
