ዘይልብም ቃኤል

“ዘይልብም ቃኤል” መፅሓፍ ሕሉፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመ ፅንተታዊ ኩናት ትኩረት ገይራ ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተሞርኮሰት ልብወለድ ኮይና ኣብ ፍቅሪ ገድሊ፣ ጅግንነትን ፀዋርነትን ህዝቢ ትግራይ፣ውድቀት መሪሕነትን ዘስዐቦ ሓደጋን፣ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎ ሕውነታዊ ምትእስሳር፣ ብፍላይ ከዓ ንስርዓት ሻዕብያ ምስዝቃለሱ ደለይቲ ፍትሒ ዕድልን ተስፋን እተቋምት፤ ብተናፈቅትን ተፈተውትን ገፀባህርያት ህይወት ዘሪኣ፣ ብምቁራትን ሰሓብትን ሓረጋት ተዋዲዳ ዝተሰናደአት ልብወለድ መፅሓፍ እያ።
ብሓፈሻ ታሪክ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኮይና ሰኣን ስልጡን ፖለቲካ፣ ሰኣን ስትራቴጅካዊ መሪሕነት ንዘመናት ብፀላእቲ ንክጥቃዕን ነኒባዕሉ ክጠፋፋእን እናተገበረ ከምዝመፀ፤ ስለዝኮነ ድማ ናይ ሕዚ ወለዶ ካብ ሕሉፍ ዝተፈፀመ ጌጋታት ብምስትክካል፣ ኣብ ኣፍ ደገ ድሕርቤቱ ዝተዘርአ ናይ ፅልኢ እሾክ ኣርዩ መፃኢ ዕድሉ ክውስንን ሰላም ክገብርን ዓሊሙ ከምዝተፀሓፈን ታሪክ ደቂ ኣዳም ኣቤልን ቃኤልን ከብቅዕ ምእንታን እዩ።

$29.90

Description

Reviews (0)

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

More Offers
No more offers for this product!