ገዝሚ

ግጥሚ፣ ብሓፀርቲ ቃላት ዓምይቕ መልእኽቲ እንገልፀሉ መኣዲ ጥበብ እዩ፡፡ ኣብዛ “ገዝሚ” እትብል መፅሓፍ ዝተፈላለየ ርእሰ ጉዳያት ዝድህስሱ ብርክት ዝበሉ ግጥሚታት ተኻቲቶም ኣለዉ፡፡ ንማሕበራዊ፣ ባህላዊ፣ ቁጠባውን ታሪኻውን መስተጋብራትና ብመስትዋት ቃላት ተኸሺኖም ናባኹም ከብሉ ነቲ ብገዝምነት እንወሃቦን እንህቦን ዝኸበረ ህያብ ስያመ ብምሓዝ ንኣንበብቲ ኣብ መፅሓፍ “ገዝሚ” ተሰኒዶምልና ኣለዉ፡፡ ሰናይ ንባብ፡፡

$23.22

Description

Reviews (0)

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

More Offers
No more offers for this product!