ጠጥዑሙ

ጠጥዕሙ ንቆልዑ
============
ኩላትና ጥዑም ነገር ኣዚና ኢና እንፈቱ። ጥዑም፣ጥዑም እዩ። ቆልዑ ድማ ኣዝዩ ብዝተፈለየ ጥዑም ዝኾነ ዝብላ ፣ጥዑም ዝኾነ ዝስተ፣ጥዑም ዝኾነ ዝንበብ፣ፅቡቕ ዝኾነ ዝኽደን ኮታስ ጠጥዕሙ ኣዝዮም ይፈትዉ።ሓውኩም ደራስን ጋዜጠኛን ገብረሚካኤል ኪዱ ኣለሙ ድማ ንቆልዑ ጠጥዕሙ ዘርእስቱ መፅሓፍ ሒዘልኩም መፂአ ኣለኹ። ኣብዚ መፅሓፍ ዘለዉ ክልተ ምዕራፋት ብጣዕሚ ብጣዕሚ ዘመራምሩን ዘምህሩን ትሕዝቶታት ዝካተቱ እዮም። ኣብ ምዕራፍ ሓደ ብፊደላት ከመይ ቃላት ከምእትምስርቱ ወንጠርቲ ሕቶታት ተዳልዮም ኣለዉ።ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ድማ ሕቶታት ሕንቅል ሕንቅሊተይ ምስስእልታቶም ንዓኹም ንቆልዑተይ ተዳልዮምልኩም ኣለዉ እሞ ጠጥዕሙ ኣብ መፅሓፍ ጠጥዕሙ።ሰናይ ንባብ።
ሓዉኩም ደራስን ጋዜጠኛን ገብረሚካኤል ኪዱ ኣለሙ
ካብ ኢትዮጵያ- ትግራይ መቐለ

$27.56

Description

Reviews (0)

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

More Offers
No more offers for this product!