ፍኖተጥበብ

ድርሳን ሓቂ ናይ ህይወት መዝገብ
መኣዲ ሓጎስ ናይ ተስፋ መንገብገብ
ህብስተ ፍቕሪ ፍፁም ዘይትፅገብ
ስንቂ ፅባሕ ናይ ናብራ መኽሰብ
ማህደር ግጥሚ ፍኖ ተጥበብ።

ሽምዓ መንፈስ ብርሃን ልቢ
መግቢ ሕልና ቀለብ ቀልቢ
ሚዛን ርትዒ ውሑስ መንገዲ
እንኮ ምርጫ ቅኑዕ ፍርዲ
ፍኖተ ጥበብ ረዛን ህያብ
ተጋበዙ ሰናይ ንባብ።

$16.74

Description

ድርሳን ሓቂ ናይ ህይወት መዝገብ
መኣዲ ሓጎስ ናይ ተስፋ መንገብገብ
ህብስተ ፍቕሪ ፍፁም ዘይትፅገብ
ስንቂ ፅባሕ ናይ ናብራ መኽሰብ
ማህደር ግጥሚ ፍኖ ተጥበብ።

ሽምዓ መንፈስ ብርሃን ልቢ
መግቢ ሕልና ቀለብ ቀልቢ
ሚዛን ርትዒ ውሑስ መንገዲ
እንኮ ምርጫ ቅኑዕ ፍርዲ
ፍኖተ ጥበብ ረዛን ህያብ
ተጋበዙ ሰናይ ንባብ።

Reviews (0)

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

More Offers
No more offers for this product!