Books in every language · Printed on demand · Shipped worldwide

Super spoken English

$17.66

“Super spoken English” ህፃናት ዝተፈላለዩ ናይ እንግሊዘኛ ዝርርባት ኣብ መዓልታዊ ምንቅስቃሶም ንክለማመዱ፣ ኣብ ክፍሎም፣ኣብ ዝተፈላላዩ ምድላዋት፣ ኣብ በዓላት ዝተፈላለዩ ዝርርባትን ተዋስኦታትን ተለማሚዶም ንከቅርቡ እትሕግዝን ከም መበገሲት ኮይና ዓርሰ እምነት እትፈጥረሎምን መፅሓፍ እያ፡፡ ልዕሊ 15 ዝተፈላለዩ ዝርርባት ስለ ዝሓዘት ካብ 4ይ ክሳብ 6ይ ዘለው ኩሎም ተምሃሮ ኣብ ኣጠቃቅማኣ ብፍላይ እውን ኣብ ኣነባብባ ዓበይቲ ወለዶም እናሓገዙ ስሞምን ስም ዝተፈላለዩ ቦታታትን እናቐያየሩ ክጥቐሙላ ይግባእ፡፡

SKU: 4mdx6d Category:

Description

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

No more offers for this product!