ስውኣት ከይነብዑ

“ስዋኣት ከይነብዑ”
ጥቕሉል መልእኽቲ እዚ መፅሓፍ፦
ኣብ በቢ መዋእሉ ህዝቢ ትግራይ ዝኸፈሎን ዝኸፍሎን ዘሎ መስዋእትነት ኣዕምቕ ኣቢልካ እንትትፍትሾ ልዕሊ ቁፅሪ እዩ። ነዚ ከም መልዐሊ ብምግባር ንወንበር ከይኮኑስ ንሓርነት ህዝቢ፣ ንውልቃዊ ምቾት ከይኮኑስ ንምዕብልትን ብልፅግትን ትግራይ፣ ንውልቃዊ ክብሮም ከይኮኑስ ንናፅነትን ክብርን መንነትን ትግራይ፣ ካብ ጥንቲ ክሳብ ሕዚ ዝኽፈል ዘሎ መስዋእትነት ርዝነቱ እንዳዘኻኸረት፣ ኣብ ኩሉ ዋኒናት ትግራይ ሕድሮም ከይውንዘፍ፣ ፅንዓትን ጅግንነትን ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን፣ ዕድመን ፆታን ዘይገደቦ ገድሊ ህዝቢ ትግራይ፣ እንዳዘንተወት ኩላህና ሕድሪ ክንሽከምን ክንትግብርን ለበዋን ሕራነን እተስንቕ እያ መድብል ግጥሚ መፅሓፍ ስውኣት ከይነብዑ።

$22.30

Description

Reviews (0)

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

More Offers
No more offers for this product!