ሰብን ኣእምሮን

እዚ ፍልስፍና ሰብ ናይ ሓሳቡ ውፅኢት እዩ ዝብል ድምዳመ ገይርሉ እዩ።እቲ ሎሚ ኾይንካዮ ዘለኻ ኣብ ሓሳብካ ዝነበረ ሰናይ ሓሳብካ ወይ’ውን እኩይ ትምኒታትካ ምዃኑ’ዩ ይብል።ብመሰረቱ ወዲ ሰብ ናይ ካልእ ፀላኢ ኣይብሉን ወይ ካልእ ፈታዊ ኣይብሉን እቲ ዝሓሰቦ እዮም ኩሎም ዝረኸቦም።እቲ ዝምነዮ እዮም እቶም ኩሎም ዝረኽቦም ኣጋጣምታት።እቶም ኬክሮስን ኬንትሮስን ዝበሃሉ ናይ ሓሳብ ፕላኔታት’ውን ንሱ እዩ ዝህብዎ መብራህርሂ።

$26.42

Description

Reviews (0)

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

More Offers
No more offers for this product!