ኣቦ መፅሓፍ ህፃናት

“Dad children’s book ” ካብ ኦ ክፍሊ ክሳብ ከጂ 3 ንዘለው ህፃናት ተምሃሮ ዝተዳለወ እዩ፡፡እዚ መፅሓፍ ካብ ካልኦት ናይ ህፃናት እንግሊዘኛ መፅሓፍቲ ዝፈልዮ ቅልል ብዝበለ ኣቀራርባ ምምፅኡ እዩ፡፡እቲ ፅሑፉ እውን ንህፃናት ብዝጥዕም ፍርይ ዝበለ እዩ፡፡ኣብዚ መፅሓፍ መሰረታዊ ዝኮኑ ነቲ ክፍሊ ዝምጥኑ ትሕዝቶታት እንግሊዘኛ፣ ሒሳብ፣ትግርኛ፣ከባቢያዊ ሳይነስን ስፖርትን ኣጠቃሊሉ ዝሓዘ እዩ፡፡ኣብ እንግሊዘኛ ፊደላት ን ቃላትን ኣብ ሒሳብ ቁፅርታት፣ኣብ ትግራኛ ቃላትን ፊደላትን፣ኣብ ከባቢያዊ ሳይነስ ድማ መሰረታዊ ነገራት ከባቢና፣ኣብ ስፖርት ድማ መሰረዊ ምንቅስቃሳት ዝሓዘ እዩ፡፡

$24.36