ልግሲ ወለዲ ምጽሐፍ ንህጻናት

ቀደም ቀደም እዩ። ኣብ ሓደ ዓዲ፣ በጊዕን ቡኻርያን ሓቢረን ይነብራ ነይረን። ቡኻርያ ንበጊዕ ከይትበልዓ ኣቐዲማ ቃል ኣትያትላ ነይራ። ክልቲአን ተመኻኸራ። “ፀላኢ ከይመፅአና ሓቢርና ንንበር” ተበሃሂለን ቃል ተኣታተዋ። ሓቢረን እናነበራ ሓደ መዓልቲ ኣደይ ቡኻርያ ነገር ሓሰበት። ዝሓሰበቶ ነገር ድማ ንኣደይ በጊዕ ክትበልዓ እዩ

$19.80