ጠዓሞት

ቆልዑተይ ተዓዲልኩም

ኣንቱም ነዚ መፅሓፍ ዝረኸብኩም ቆልዑ ተዓዲልኩም። ኣንትን ነዚ መፅሓፍ እተንብባ ዘለኽን ቆልዑ ተዓዲልክን።
ኣብ’ዚ መፅሓፍ ምቁራት ነበረያ ነበረታት፣ ክተንብቡ- ክነብብባ ኢኹም-ኢኽን። ብዛዕባ ውላድ እንሰሳ፣ ባህላዊ
መሳርሒታት ሙዚቃን ሕንቅል ሕንቅሊተያትን እውን ኣብ’ዚ መፅሓፍ ተፃሒፎምልኩም ኣለዉ። ተዓዲልኩም።
ተዓዲልክን።
በሉ ደጋጊምኩም ኣንብቡዎ። ደጋጊምክን ኣንብብኦ። ንመሓዙትኩም እውን ካብ’ቲ ዘንበብኩምዎ ንገሩዎም። እሺዶ
ንፉዓት።

$25.00